Please don't forget to Open, Like, SUBSCRIBE, and SHARE the following links;
https://www.youtube.com/c/TeddyGere
https://www.alenado.com
https://www.facebook.com/Merirwedi/
=======ግጥሚ======
ተኣምነልኪንዴ ተኣሚነልኪንዴ ተኣሚነልኪ፣
ክእመነልኪየ ክእመነልኪ ገና ክእመነልኪየ ከእመነልኪ፡፡
====================//==================
ኣይወላወለልክንየ ቁረበለይ ተበልክኒ፣
ስዑርኪንዴ ግዙእ ናትኪ ሕራይ ጌርኪ ትመልክኒ፣
ንስኺ ዝበሃግክዮ ዝደለኽዮ ክትወስዲ፣
ኣየደራረዐክንየ ሕልፊ ክብረይ እንዲኺ ግዲ፡፡
ሎሚውን ከምቲ ኣመለይ ትፍቕርኺ ተመጊበ፣
ስዒረዮ ትንቡሩ እኽለማይ እንዴ ተሓሪመ፡፡
ክእመነልኪንዴቲ ምሒለ ዝጠሓልኩልኪ፡፡(x2)
ካልኦት ከየናዲ ማዕዶ ሰጊርኪለ፣
ዝያዳ ዓይነይሲ ልበይዩ ዘፍቀረ፡፡
ዋላ ተረኣኹ ኣእላፋት ከምሰበይ፣
ኣይትጠራጠሪ ተራይብሉን ዓይነይ፡፡(x2)
ሙሉእ ልበይ ዝዓቖሮ ክቱር ፍቕርኺ ከለኒ፣
ነዐአን ነተን ዘይናተይ ተላመደን ካብዝብሉኒ፡፡
ጥሒሰ ገደል ዱሩ፣
መዋእለይ ንሓዋሩ፣
ፈላሲ ደብሪ ኮይነ ክእመንየቲ ዝደሊ፡፡(x2)
=======================//==============
መርወይት ጽምኢ ፍቕርና እንዲኺ ሓላል ኣደ፣
ፍቕሪ ናትኪ ትሓንጊጠ ነዊሕ ርሕቐትየ ከይደ፡፡
ፈተና ተወሓዘ፣
ክሓልፎየ ብርግጽ ሓላል ነኣኺ ሒዘ፡፡
ሳላኺንዶ ዕንቊየ ዕንቊ ባሕሪ፣ (x2)
ዝውሕዝ ዘሎ ዝዛሪ (x2) ፍቕሪ ንፍቕሪ፡፡
ዘሪእኻዮ ወሃቢ ፍረ..........፣
ጽኑዕ ፍቕሪ ዘይደል መብረ፡፡
ቐጻሊዩ ክቕጽል ገና ፣(x2)
ኣብዛ ዓለም ከለና ዋላውን ድሕሪ ሞትና እንታይ ይፍለጥ???፡፡
ብ ተኽለ Miracle & ቴዲ
