እዚ ቪድዮ ክሊፕዚ ነቲ “ኣማረሽ” ብዝብል ኣርእስቲ ተሰየመት ሓንቲ ካፍተን ኣብ ኣብ ቀረባ ዝልቀቓ ደርፍታተይ ኮይና ክሳብ ሙሉእ ዝልቀቕ ንግዚኡ ብጭላፍ ክትሰምዑዋን ሃናጻይ ሪኢቶኩም ስንቂ ናይ ቀጻሊ ስራሕተይ ስለዝኾነ ኩልኹም ንክትሳተፉ እዕድም!!!
ሓደሽቲ ስራሕተይ ክልቀቑ ከለዉ ንእለቱ ብቐጥታ ሓበሬታ ንምርካብን ቻነልና ንምዕባይን “SUBSCRIBE" ምግባር ኣይትረስዑ ሓደራ!! ሰሰናዩ ነኣኹም!!!